ካቭ ላኦቨድ–ንመሰል ሰራሕተኛታት ዝጣበቕ ዘይ መንግስታዊ ገባር ሰናይ ማሕበር ኮይኑ ኣስራሕቲ ምበሰረት ሕጊ ዕዮ እስራኤል ተቐይዶም ንክኸዱን ብሃገራውነት፡ ዞባ፡ ጾታን ሕጋዊ ነባርነትን ከይ ፈለየ ንኾሎም ብሓደ ዓይኒ ብምርኣይ ይጣበቕ። ኣብ 1991 ካብ ዝምስረት ንደሓር ካብ ኩሉ ጽላት ንዝመጹ ሰራሕተኛታት ከምዝሓገዘን ናይ ስራሕ መሰላት ስርሖም ክረኽቡ ገሩን።

ካቭ ላኦቨድ-ተጣባቒ መሰል ሰራሕተኛታት